ሓበሬታ ብዛዕባ ትምህርቲ
ንትምህርቲ ብዝምልከት ሕቶ ኣሎኩም`ዶ፧ ናይ ቤት\ትምህርቲ ወሃብቲ ምኽሪ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ደስ እንዳበሎም ክሕግዙኹም ቅሩባት እዩም። ደውሉ ወይ ብቋንቋኹም ኣብ ዝወሃብ ናይ ሓበሬታ መደባት ተሳተፉ።

Erreichbarkeit
Mittwoch, 17.00–19.00 Uhr